ኣብ
ናይ ጂያስ (JIAS) መደብ ንኤርትራውያን ዓማዊልና እነዳልዎ ናይ ደገፍ ጉጅለ ብዛዕባ ኣእምሮ፡ ኣካልን መንፈስን ጽቡቕ ስምዒት ምህላውን እነዳልዎ ዘለና መደብ ንክትሳተፉ
ንዕድመኩም ኣሎና።
ጥዕና ኣእምሮ ልክዕ ከም ኣካላዊ ጥዕና ስለ ዝኮነ፣
ዕላማ ናይዚ መደብ ድማ ብዛዕባ ስንባደን ፈውሲታቱን ክንክን ስነ ኣእምራዊ ጥዕናን፣ መጻኢ ንነብስኻን ንእትፈትዎም ሰባትን ዝሓሸ ስምዒት ክስምዓካ። ብተወሳኺ ምስ ብጾትካ ኣባላት ማሕበረሰብ ብምትእስሳር ብዛዕባ ተመኩሮታትካ ብሓባር ብዕርክነት ምዝታይ እዩ።
ናብዚ እንገብሮ መደብ ክትሳተፍ ምስ ትደሊወይ ሕቶ ምስ ዝህልወካ፡ ናብዚ ኢመይል
መልሲ ሃብ፡ sarahk@jiastoronto.org
እቲ
ናይ ደገፍ ጉጅለ ብኤደን መብራህቱ ዝምራሕ ኮይኑ፡ ንነዊሕ ዓመታት ምስ ውልቀ ሰባት፡ መጻምድቲ፡ ስድራቤትን ጉጅለን ስነ-ኣእምሮኣዊ ፍወሳ ክትሰርሕ ዝጸንሐት ትግርኛ እትዛረብ ሓኪም እያ። ሰባት ኣብ መንጎ ስምዒታቶምን ባህርያቶምን ዘሎ ምትእስሳር ንምርዳእ ኣብ ፍታሕ ዘተኮረ ኣገባብ ትጥቀም። ተወሳኺ ሓበሬታ ምስ እትደልዩ መርበብ ሓበሬታኣ ኣብዚ ኣሎ። https://edenmebrahtu.ca/
ኤደን መብራህቱ ምኩርቲ ምዝግብትን ሓኪም ስነ-ኣእምሮ፣
ኣሰልጣኒት ውልቃዊ ምዕባለን ህይወትን፣
ኣማኻሪን መምህርን እያ።
እተን 7 ብኣካል እንገብረን መደብና
ኤደን ስነ ኣእምራውን ሳይኮሎጊካውን ትምህርቲ ክትህበና እያ።
ብዛዕባ ቖልዑ:
እዚ
መደብ ካብቲ ዝሓለፈ ቁሩብ ዝተፈልየ ክመስል እዩ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣኼባ፡ ሓደ ናይ ጉጅለ መደብ ንደቂ ኣንስትዮ ክንገብር ኢና፡ ድሕሪኡ ፡ ሓደ ናይ ጉጅለ መደብ ንደቂ ተባዕትዮ ክንገብር ኢና። ኣብ እዋን ናይ ደቂ ተባዕትዮ ናይ ጉጅለ መደብ፡ እተን ደቂ ኣንስትዮ ምስቶም ህጻናት ኣብቲ ኣብ ከባኒ ንእከበሉ ዘሎ መናፈሻ ወይ ፓርክ ንጥፈታት
ክገብራ እየን። ብተመሳሳሊ ኣብ እዋን ናይ ደቂ ኣንስትዮ መደብ እቶም ደቂ ተባዕትዮ ምስቶም ህጻናት ንጥፈታት ክገብሩ እዮም። ኣብዚ መደብ ሉስሉስ መስተን መስተታት ናይ ጠዓሞት Snack
መግብን ከነቕርብ
ኢና።
ንራከበሎም ዕለታት፤
·
መጀመርያ
ድሌታትኩም
ንምርዳእ ብኢንተርነት ኣብ ዙም (online)፡ ሰሉስ 23 ግንቦት ሰዓት 7፡00pm ክንራከብ ኢና – ጂያስ ብኸመይ
ብዝበለጸ ከገልግለኩም ከም ዝኽእል ክትነግሩና በጃኹም ተጸንበሩና ኢኩም።
ናይ ሰሉስ ኣብ ዙም ንገብሮ መደብ ድልየታትኩም ነቲ ባኣካል እንገብሮ መደብ እዩ፡
ድሕሪኡ ዘሎ መደብ ብኣካል ክንገብሮ ኢና። ንናይ ሰሉስ ሰዓት 7 ምሸት ንምስታፍ ኣብዚ መላግቦ (ሊንክ) ጠዉቁ። Online group interview to understand your
needs: Tuesday May 23 at 7:00pm
ብኣካል
1ይ መደብ፡
ሰንበት 28 ግንቦት፡ ካብ ሰዓት 1፡30 ድሕሪ ቀትሪ-4፡30 ድሕሪ ቀትሪ
ብኣካል
2ይ መደብ፡
ሰንበት 4 ሰነ፡ ካብ ሰዓት 1፡30 ድሕሪ ቀትሪ-4፡30 ድሕሪ ቀትሪ
ብኣካል
3ይ መደብ፡
ሰንበት 11 ሰነ፡ ካብ ሰዓት 1፡30 ድሕሪ ቀትሪ-4፡30 ድሕሪ ቀትሪ
ብኣካል
4ይ መደብ፡
ሰንበት 18 ሰነ፡ ካብ ሰዓት 1፡30 ድሕሪ ቀትሪ-4፡30 ድሕሪ ቀትሪ
ብኣካል
5ይ መደብ፡
ሰንበት 25 ሰነ፡ ካብ ሰዓት 1፡30 ድሕሪ ቀትሪ-4፡30 ድሕሪ ቀትሪ
·
ሰንበት 2 ሓምለ
መደብ የለን – መዓልቲ
ካናዳ ስለ ዝኮነ
ብኣካል
6ይ መደብ፡
ሰንበት 9 ሓምለ፡ ካብ ሰዓት 1፡30 ድሕሪ ቀትሪ-4፡30 ድሕሪ ቀትሪ
ብኣካል
7ይ መደብ፡
ሰንበት 16 ሓምለ፡ ካብ ሰዓት 1፡30 ድሕሪ ቀትሪ-4፡30 ድሕሪ ቀትሪ
ብኣካል
ምዕጻው፡ ሰንበት 23 ሓምለ (ግብረ መልሲን ምሳሕ ፒክኒክን፡ መግብን ምዝንጋዕን)
አድራሻ:
ብዘይካ እቲ ናይ መጀመርታ ናይ ኦንላይን ክፍሊ፡ ካልኦ መደብ ኩሉ ብኣካል ኣብ ቤተ መጻሕፍቲ ማርያ ኤ ሽቹካ (Maria A. Shchuka) ኣብ 1745 Eglinton Ave W (ኣብ ጥቓ Eglinton Ave.
West and Dufferin St.) ክካየድ እዩ።
ሕቶታት
ምስ ዝህልወኩም ናብዚ ኢመይል ህቶታትኩም ስደዱ፡
sarahk@jiastoronto.org
ወይ ናብ ተስፋዝጊ ደውሉ 437 – 245 – 4038

You are invited to a JIAS support group program about feeling
good in mind, body and spirit. Mental health is just as valuable as physical
health, and the goal of this program is to give you
an opportunity to learn about trauma and healing, so that the future feels
better for yourself and your loved ones. It is also to connect with fellow
community members to discuss your experiences together in friendship.
Would you be interested in joining the group? Please reply to this
email: sarahk@jiastoronto.org
The support group
will be led by Eden Mebrahtu, she is a Tigrinya-speaking therapist who has been
practicing psychotherapy for many years with individuals, couples, families and
groups. She uses a solution-focused approach to help people understand the
connection between their emotions and behaviour. Here is her website if you’d
like more information: https://edenmebrahtu.ca/
Children:
This program will look a little bit different than the
previous one. In every meeting, we will have one group session
for women, and then after that, we will have one group session for men. During
the men’s group session, the women will do activities with the children in the
nearby park. Likewise, during the women’s group session, the men will do
activities with the children. We will serve light refreshments at this
program (snacks and drinks).
Dates:
Online group interview to
understand your needs: Tuesday May 23 at 7:00pm – Please join us so
that you can tell us how JIAS can serve you better. This is an online and anonymous
feedback session.
In-person Session 1: Sunday, May 28,
1:30pm-4:30pm
In-person Session
2: Sunday, June 4, 1:30pm-4:30pm
In-person Session
3: Sunday, June 11, 1:30pm-4:30pm
In-person Session
4: Sunday, June 18, 1:30pm-4:30pm
In-person Session
5: Sunday, June 25, 1:30pm-4:30pm
NONE: Sunday, July 2 – no
session – Canada Day long week-end
In-person Session
6: Sunday, July 9, 1:30pm-4:30pm
In-person Session
7: Sunday, July 16, 1:30pm-4:30pm
In-person CLOSING:
Sunday, July 23 (Feedback and picnic lunch, food and fun)
Address:
Except
for the first online
session, all other sessions are in-person at the Maria
A. Shchuka Library, at 1745 Eglinton Ave W (near Eglinton Ave. West and
Dufferin St.)
Would
you be interested in joining the group? Have questions? Please reply to
this email: sarahk@jiastoronto.org